ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

ተዋሕዶ መዝሙር - Mezmur Tewahdo

Matusala Michael

Available on Google Play
5.0(382)
100,000+ installsFreeMusic & Audio

Updated Apr 11, 2026 · v3.0.2

CompareView on Google Play
Screenshot 1
Screenshot 2
Screenshot 3
Screenshot 4
Screenshot 5
Screenshot 6
Screenshot 7
Screenshot 8
Screenshot 9
Screenshot 10
Screenshot 11
Screenshot 12
Screenshot 13
Screenshot 14
Screenshot 15

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app፡ ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን፡ ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። email: slasiemedia@gmail.com ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ። መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።

Released
March 6, 2023

3 years on Google Play

Version
3.0.2
Updated
Apr 11, 2026
Content Rating
Everyone
Installs
100,000+
Developer
Matusala Michael
Website
https://mezmur-app-a7df1.web.app/
Email
slasiemedia@gmail.com
In-app purchases
No

This app isn't currently appearing in any tracked top charts.

Rating breakdown

5
370
4
11
3
0
2
0
1
0